Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

እቲ ኣብ ካስል ዝተነድፈ. . . ናበይ ሃፈፈ?

ብዕለት 05/08/2017 ኣብ ደምበ ተቓውሞ ተሰሚዑ ዘይፈልጥ ንምዕናው ህ.ግ.ደ.ፍ. ከምኡ  ኸኣ ንእቲ ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኹሉ ዘንጸባርቕ ኣብ እዚ ይገበር ዘትከለ ቅጥዒ ዝተቐጥዓሉ  ምንባሩ ካብ ዝሓለፈ ብዓላት ይኹን ኣኼባታት ፍሉይን ኣድማዒን እዩ ነይሩ እንተተባህለ ኩሎም እቶም ዝተሳተፍዎ ደቂ ሃገር ዝምስክርዎን ውጽኢት ክህልዎ ዝጽበዩዎን ከምዝኾነ ብሩህ ሓቂ እዩ።