Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ጀኔራል ስርዓት ህግደፍ ቀዳመ-ሰናብቲ ኣበርክትኡ ኣብ ሰውራ ተተሪኹ ሰኑይ ሞይቱ ዝበል ዜንኡ ተቓሊሑ!!!

ኣብ እዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ኣርባዕተ መዓልታት እቲ ካብ 1966 ዓመተ ምህረት ጀሚሩ ናብ ሰውራ ኤርትራ ብምጽንባር ሃገራዊ ግብኡ ከም ዘበርከተን፡ ኣዝዮም ጽንኩራት ኩነታት ሰውራ ኤርትራ ብምሕላፍ ናጽነት ክርኢ ከም ዝበቐዐን በታ ግርም ጌራ ንብዓት ሓርገጽ ምንባዕ እትኽእለሉ ቲቪ ኤረ ዓንገረር ክበሃለሉ ዝቐነየ ብልጋደር ጀኔራል ህግደፍ ሙሳ ራብዓ ምዕራፉ ሎሚ ሰኑይ 14 / ነሓሰ / 2017 ብመልክዕ ዜና ቀሪቡ፡፡