Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ሰፊሕ በዓል ኤርትራ - ካስል

 ምዕቋብ ሓድነት ህዝብናን ልዑላውንት ኤርትራን፣ ሓላፍነት ኩሎም ሃገራውያን ኢዩ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ማእከላይ ጭርሖ፣ ፈስቲቫል ካስል 2017 በዞም ዝስዕቡ ኣካላት ብሓባር ክዳሎ ኢዩ፦

·        ዲሞክራስያዊ ማሕበር መንእሰያትን ሓርበኛታት ኤርትራን - ጨንፈር ጀርመን፣

·        ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

·         ኤርትራዊ እስላማዊ ሰልፊ ንፍትሕን ልምዓትን