Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

እቲ ናታስ ንሓማታ”

ኣብ ራብዓይ ክፋል ጽሑፍና፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ መጀመርያ ኣብ’ዚ ዞባ’ዚ፡ ምስ ገለ ርእሰ ሓያን ናይ ምዕራብ ሃገራት ተዓሲቡ ክሰርሕን ጎብለል ኮይኑ ክወጽእን ብደመ-ረሃጽ ህዝብታት ኤርትራ እናነገደ፡ ዕድመ ፖለቲካዊ ስልጣኑ ከናውሕን ዝነበሮ ሕልሚ፡ ምስ ኢትዮጵያ ባዕሉ ብዘባርዖ ኲናት ተሳዒሩ ሕልምታቱ ምስ መኸነ፡ ከመይ ኢሉ ናብ ሃገራት ኣዕራብ ከም ዝተንበርከከ ርኢና ነይርና ። ካብ’ዚ ብምቕጻል ዝተኸተሎ ስትራተጂ፡ ኣብ’ዚ ዞባ’ዚ ኣብ ዝኽሰቱ ግርጭታት፡ መዘዞም ብዘየገድስ ክሳብ ብዋጋ ልኡላውነት