Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

አመል ክሳብ መግነዝ

እንሆ ድማ ሎሚ ቅነ ፖለቲካ ጎላጉል ኤርትራ፡ ክልተ ሓደስቲ ኣጋይሽ ክቕበል ይሸባሽብ ከምዘሎ ተፈሊጡ። ንሱ ከኣ ከምቲ ልሙድ ዕለተ ዑደቱ ኣኺሉዎ፡ ምስ ግዜ ኣብ ምቅድዳም ይርከብ ኣሎ። ክቡራት ኣጋዪሹ ከኣ ኣባላት ኣቶ መንግስተኣብ ኣስመሮም ዝመርሑዎ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝብ ኤርትራ ኢዮም። ኣቶ ጋህዲን ኣቶ ሽፍንፍንን ተባሂሎም ድማ ይፍለጡ። እቲ ጋህዲ ብዝብል ስያሜ ጸውዐዮ ዘለኹ ሸነኽ፡ ነቲ ኣብ ዝለዓለ ጥርዙ በጽሑ ንምሉእ ሰልፊ
ዝሳጸየ፡ ብልሽው ባህርያት መሪሕነቱ፡ ዘመልክት ኮይኑ፡ ናይ መፈጸምታኡ መጀመርያ ብኣቶ