ኣገዳሲ ዕድመ ንህዝባዊ ኣኼባ ዋሽንግቶን ዲሲን ከባቢኣን

ኤርትራዊ  ስምረት  ንደሞክራስያዊ  ለውጢ  (ኤስደለ)  ኣቲናዮ  ዘለና  ተሃዋሲ  መድረኽ  ቃልስን ኣገጣጥምኡን  ብዝምልከት  ንዓሚቕ  ሃገራዊ  ዘተን  ልዝብን  ሰፊሕ  ህዝባዊ  ኣኼባ  ኣብ  ዋሽንግቶን  ዲሲ ኣዳልዩ ምህላዉ ይሕብር።