Wake up!!!!!!! Eritrea is reoccupied by Ethiopians!!!!!! Back to armed struggle........there is no other alternative!

ሕማም ሸሮኽ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ...............

Chol

ሕማም ሸሮኽ ኣብ ዞባ ጋሽ ባርካ ሰባት የጥቕዕ ምህላዉ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ሚኒስትሪ ጥዕና ንህዝቢ ባረንቱ ኣብ ምክልኻል ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝምልከት ስልጠናታት ይህብ