ኤርትራዊ ኢብራሂም ዑመር ናይ ፈለማ ኣፍሪቃዊ ኣብ ባይቶ ኒውዝላንድ ኮይኑ ምምራጹ ዝለዓለ ክብሪ ይስምዓኒሉ

ኢብራሂም ዑመር ዋሽንግተን — ኤርትራዊ ኢብራሂም ዑመር: ኣብ ኒውዝላንድ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ኣባላት ባይቶ ንሰልፊ ዕዮ ወኪሉ ኣባል ባይቶ ኮይኑ ተመሪጹ።