ኣቶ ሳልሕ ቃዲ ተሸላሚ ሓርነት ምግላጽ ሓሳባት ፔን ኤርትራ 2020 ኮይኑ

ሳልሕ ቃዲፔን ኤርትራ ከም መቐጸልታ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝጀመሮ ዓመታዊ ሽልማት ሓርነት ምግላጽ ሓሳባት፡ ሎሚ ዓመት ንመስራቲ መርበብ ሓበሬታ ዓዋተ.ኮም ኣቶ ሳልሕ ቃዲ ጆሃር ተሸላሚ ሓርነት ምግላጽ ሓሳባት 2020 ኢሉ ሸሊምዎ።