"ህዝቢ ኤርትራ ብፖለቲካዊ ቅልውላው ክሳቐ ክርእዮ ብልቢ የሕዝነኒ" ጸሓፊ ዳን ኮኔል

ዳንኮኔል ኣብ 2001፡ ኣብ ዉሽጢ ሃገር ይዅን ግዳም ዝርከቡ ኤርትራውያን፡ ኣብ ታሪኾም፡ ብዛዕባ ባህርያት መሪሕነትን ፖሊሲታት ሃገሮምን ንኣስታት ትሽዓተ ኣዋርሕ ክፉትን ሰፊሕን ክትዓት ዘካየድሉ እዋን እዩ ነይሩ።