ኤርትራ፣ ካብ 2 ክሳብ 16 ዓመታት ዝተኣስሩ 35 ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቆስጣል ተፈቲሖም

ኤርትራ፣ ካብ 2 ክሳብ 16 ዓመታት ዝተኣስሩ 35 ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቆስጣል ተፈቲሖምኣብ ምጥባቕ እሱራት ኣመንቲ ዝነጥፍ ሃኒባል ዳኒኤል ንሬድዮ ኤረና ብዝሃቦ ሓበሬታ መሰረት፣ እዞም እሱራት ኣብ ማይ ስርዋ ተታሒዞም ዝጸንሑ ምዃኖም ኣፍሊጡ።