ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ንልዕሊ ክልተ መዓልታት ኣብ ሰንፈላል ዝነበሩ 95 ኤርትራውያን፣ ማልታ ተቐቢላቶም

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ንልዕሊ ክልተ መዓልታት ኣብ ሰንፈላል ዝነበሩ 95 ኤርትራውያን፣ ማልታ ተቐቢላቶም 95 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ንልዕሊ ክልተ መዓልታት ኣብ ሰንፈላል ድሕሪ ምጽንሓ፣ መንግስቲ ማልታ ናብ ገማግሙ ክትጽጋዕ ፈቒዱ።