ሓባራዊ ውሳኔታት ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ

 ኣብ ታሕቲ ኣስማተንን ክታመንን ኣንቢረን ዘለዋ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ፡ ብመሰረት ዕድመ መኽሰብ ኣልቦ ማሕበር ሕትመትን ትምህርትን ኤርትራ፡ ካብ ለካቲት 2020 ጀሚረን ብደረጃ መሪሕነታዊ ኣካላተን ርክባት ከካይዳ ጸኒሐን።