ዋዕላ ደቀንስትዮ ዋሺንግተን ዲሲ "ካብ ይኣክል ናብ ይከኣል"

ዋዕላ ደቀንስትዮ ዲሲኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ከኣ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ብኤርትራውያን ደቀንስትዮ ዝተወደበ ብዙሕ ሰብ ዝተሳተፎ ዋዕላ ተኻይዱ ነይሩ። ቅድሚ ሽዑ ክንድኡ ዝኣክል ብዝሒ ሰብ ዝሳተፎ ኣኼባታት ክውደብ ሳሕቲ ምዃኑ ይሕብሩ ተሳተፈትን ወደብትን እቲ ኣኼባ።