“ 10% ካብ ህዝቢ ኤርትር ኣብ ስደት’ዩ ዝነብር “

“ 10% ካብ ህዝቢ ኤርትር ኣብ ስደት’ዩ ዝነብር “ ኣብ ኤርትራ ብሰንኪ ዝቕጽል ዘሎ ናይ ግዜ ገደብ ዘይብሉ ግዱድ ዕስክርናን ሕሱም መነባብሮ ምልኪን፣ ስደተ ኤርትራውያን ግኑን ተርእዮ ምዃኑ ሁማን ራይስት ዎች ገሊጹ