ህወሓት፣ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ጻውዒት ኣቕሪቡ

ህወሓት፣ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ጻውዒት ኣቕሪቡህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ፣ ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 45 ዓመት ምምስራት ብረታዊ ቃልሲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ጻውዒት ኣቕሪቡ።