መግለጺ መሪር ሐዘን ብምኽንያት ዕረፍቲ ወላዲትና ሳዕዲያ

መግለጺ መሪር ሐዘን‘‘ብጻይ ነጋሽ ዑስማን ጽንዓት ይሃብካ‘‘ምስ ሙሉኣት ስድራ ቤትካ‘‘ ንወላዲትና ሳዕዲያ ሻፈ ሪቢ ኣብ ጀና ይቀበለን‘‘ፍትሒ ይንገስ ዝበለ‘‘ኣባይ ኣደይ እንዳበለ‘‘ወላዲቱ ወላዲኡ ምፍናው ሐሪምዎ‘‘ካብ ናይ ሐዘንኩም ተኻፈልቲ‘‘ሐርበኛታትን ዋዕሮታትን ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ‘‘ብበርሀ ዑቅባዝጊ ወኪል ተሐኤ ኣብ ሃገር ጀርመን።