ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ዘጥቅዐ ደጋፊ ህግደፍ ብቤት ፍርዲ ገበነኛ ተባሂሉ

ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ዘጥቅዐ ደጋፊ ህግደፍ ብቤት ፍርዲ ገበነኛ ተባሂሉንዋና ኣሰናዳኢ ኣሰና፣ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ብጸባን እንቛቑሖም ዘጥቅዐ ደጋፊ ህግደፍ፣ ብቤት ፍርዲ ዓዲ እንግሊዝ ገበነኛ ተባሂሉ።