መንደፈራ፣ ካብ ግፋ ክሃድም ዝፈተነ መንእሰያት ብጥይት ተቐቲሉ

ኣብ መንደፈራ፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ብ4 ለካቲት፣ ካብ ግፋ ክሃድም ዝፈተነ ወዲ 26 ዓመት መንእሰያት ብዝተተኮሰሉ ተቐቲሉ።