ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓደጋ ወራር “ገረብ ብሓኽላ” የንጸላሉ ኣሎ።

ኣህጉርና ኣፍሪቃ ዋላ’ኳ ካብ’ተን ናይ ዓለምና ምንጪ ስልጣኔ ተባሂለን ዝግለጻ ሃገራት ዘስረዓ፡ ኣኽሱማዊ ስቪላዜሽን (ስልጣኔ) ኣብ ውሽጣ ዝሓቖፈት፡ ከምኡ’ውን ተመራመርቲ መበቆል ወዲ-ሰብ፡ መሰረት ዘርኢ ወዲ-ሰብ ኢሎም ኣብ ታሪኽ ዘስፈርዎ ዘኹርዕ ገጽ ዘለዋ ክፍሊ ዓለም እንተኾነት፡ ብኣንጻሩ ከኣ ካብ