ኤርትራ፣ ኣገልግሎታት ኢንተርነት ዝከታተል ሓድሽ ኣሃዱ ስለያ ተዋፊሩ

ኤርትራ፣ ኣገልግሎታት ኢንተርነት ዝከታተል ሓድሽ ኣሃዱ ስለያ ተዋፊሩ ኣብ ኤርትራ፣ ንኣገልግሎታት ኢንተርነት ዝከታተል ሓድሽ ኣሃዱ ስለያ ከምዝተዋፈረ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።