ኣኼባ ጊዝያዊት ኣወኃሃዲት ሽማግለ ሕዝባዊ ምንቅስቓስ ሃገር ጀርመን ኣብ ከተማ ስቱትጋርት

ጊዝያዊት ኣወኃሃዲት ሽማግለ ሕዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራ ኣብ ሃገር ጀርመን ኣብ ከተማ ስቱትጋርት Koblenzer Str. 13 Hallschlag Rupert Mayer Haus ንኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣውራጃ ባደን - ቩርተምበርግ ብዕለት 25.01.2020 ካብ ሰዓት 14፡00 ድ.ቀ. ጀሚሩ 18፡30 ድ.ቀ. ዝዛዘመ ንኣርባዕተ ሰዓትን ፈረቓን