ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ሽማግለ ሰልፊ ናህዲ ኤርትራ -መሰረት

ሰልፊ ናህዲ ኢርትራ- መሰረት ፡ ኣብ ዕለት 09 / 01 / 2020 ዕዉት ስሩዕ ገምጋማዊ ኣኼባኡ ኣካይደ። ኣብ’ቲ ዝተኻየዯ ኣኼባ ፈለማ ኣቦ-መንበር ማእከላይ ሽማግለ ነቲ ኣኼባ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርን ሰልፍን ምርኩስ ዝገበረ ሓጺር መዯረ ሂቡ ድሕሪ ምኽፋቱ ፡ ስዒቡ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ሽማግለ ሓው ኣንዋር ኢብራሂም ፡ ሓጺር መእተዊ መዯረ ገይሩ ።