ሕ.ኤ. ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ምስ ግዱድ ዕስክርና ቀጥታዊ ምትእስሳር ኣለዎ’፤ ኒውዮርክ ታይምስ

ሕ.ኤ. ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ምስ ግዱድ ዕስክርና ቀጥታዊ ምትእስሳር ኣለዎ’፤ ኒውዮርክ ታይምስ ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ምስ ግዱድ ዕስክርና ቀጥታዊ ምትእስሳር ዘለዎ’ዩ ክብሉ ዝተፈላለዩ ወገናት መረረኦም ይገልጹ ኣለዉ።