ቐጠር ንክሲ መንግስቲ ኤርትራ 'ሓሶት'ዩ' ብምባል ነጺጋቶ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ቐጠር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ነቲ ትማሊ ብሚኒስትሪ ዜና ኤርትራ ዝወጸ ንቐጠር ዝኸስስ መግለጺ "ናይ ሓሶት ክሲ" ብምባል ነጺጉ።