መንግስቲ ኤርትራ "ዕብዳን ቐጠርን ከደምታን ይዓርግ ኣሎ" ኢሉ እቲ፡ ሱዳን ከም መድረኽ ሽበራዊ ሸርሕታት ኣብ ዝጸበበሉ እዋን "ቐጠርን ከደምታን" ሻቕሎቶም ይዓርግ ኣሎ ኢሉ ዝጀመረ መግለጺ ምኒስትሪ ዜና፡ ቐጠርን መሻርኽታን ንፖለቲካውያን መራሕቲ ተቓወምቲ ስርዓት ኤርትራን፡ ንመንእሰያትን ብምንዕዓብ መሳርዖም ክትውድብን ንክነዓዓቡ ክትድግፎምን ከምዘንቀደት የረድእ።