'ደገፍቲ መንግስቲ' ኣብ ልዕሊ ፍሉጥ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ መጥቃዕቲ ፈጺሞም

ኣማኑኤል ኢያሱ ገለ 'ደገፍቲ መንግስቲ' ምዃኖም ዝተነግረሎም ውልቀሰባት ኣብ ልዕሊ መስራቲን ኣዳላውን ቴለቭዥን ኣሰና ዝኾነ ፍሉጥ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ፡ ኣማኑኤል ኢያሱ፡ መጥቃዕቲ ከም ዝፈጸሙ ኣሰና ቲቪ ኣረጋጊጻ።