ኣመሪካ፣ ኤርትራውያን ምስጓግ ምጅማራ ተረጋጊጹ

ኣመሪካ፣ ኤርትራውያን ምስጓግ ምጅማራ ተረጋጊጹ ምምሕዳር ትራምፕ፣ ናይ ዑቕባ መሰሎም ንዝነጸጎም ኤርትራውያን ናይ ምጥራዝ መስርሕ ምጅማሩ ተረጋጊጹ።