ኣብ ኣሜሪካ ዑደት ክገብሩ ዝቐነዩ መራሕቲ ሲኖዶስ ቤተ-ክርስትያን ኦርቶዶክስ ኤርትራ........

ዋሽንግተን — ካብ ኤርትራ መጺኦም ኣብ`ዚ ኣብ ኣሜሪካ ዑደት ክገብሩ ዝቐነዩ መራሕቲ ሲኖዶስ ቤተ-ክርስትያን ኦርቶዶክስ ኤርትራ: ብዛዕባ ኩነታት ፓትሪያርክ እንጠንዮስ ንድምጺ ኣሜሪካ ሰፊሕ ቃለ-መጠይቕ ሂቦም።