ሰልፊ ኤርትራዊያን ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ

 ዋሽንግተን — ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዝተአኻከቡ ኤርትራዊያን ሎሚ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ሰላማዊ ሰልፊ አካይዶም::