ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣንጸላልዩ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ሓባራዊ ዕማም ከምዘድልዮ ውድብ መግብን ሕርሻን ኣዘኻኺሩ

ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣንጸላልዩ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት ሓባራዊ ዕማም ከምዘድልዮ ውድብ መግብን ሕርሻን ኣዘኻኺሩኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ሃገራት ቀይሕ ባሕርን ኣንጸላልዩ ዘሎ ምስፍሕፋሕ ዕስለ ኣንበጣ ንምምካት፣ ሓባራዊ ጻዕሪ ከምዘድልዮ ውድብ መግብን ሕርሻን ኣዘኻኽሩ።