ፈጻሚ ቤት ሰልፊ 6ይ ሱሩዕ ኣኼቡኡ ብዓወት ዛዚሙ

ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ መበል 6ይ ምዱብ ኣኼብኡ ብ 4 መስከረም 2019 ብዓወት ዛዚሙ፡ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኣብ ኩነታት ፖለትካ ዓለምና፣ ዞባናን ከባቢናን ብሓፈሻ፡ ብቀንዱን ብፍላይን ድማ ኣብ ሃገርና