ኣብ ማሕበረ ፖለቲካዊ ግፍዒስ ተሓምበለ

ካብ ኣልጀርያ (ባሕሪ ሜዲትራኒያን) ናብ ኤርትራ (ቀይሕ ባሕሪ) ኣብ ንግስነታት ስዑዲያን ሕቡራት ዒማራት ዓረብን ( ወሽመጥ ፋርስ) ዝርከቡ ህዝብታት መንኦም ብዓውታ ብወግዒ፡ መንኦም ብሰላሕታ፡ ግንከኣ ብዘተኣማምን ውሽጣዊ ሚስጥራዊ ውዳቤ፡ ሓርነት ኣብ ምድላይን ምጥባቕን ኣንጻር ጨቆንቶም ሓኾት ክብሉ ይረኣዩ ኣለው።