'መዓልቲ እሱራት ኤርትራ' ኣብ ለንደን ተዘኪሩ

ኣኼባ ዝኽሪ እሱራት ኤርትራውያን ተቐማጦ ለንደን ብመንግስቲ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣተዉን፡ መብዛሕትኦም ሃለዋቶም ዘይተፈልጠን ናይ ሕልና እሱራት ክፍትሑ ጸዊዖም።