ፓለቲካዊ ምዕባለታት ሱዳን ብዓይኒ ኣምባሳደር ዓብደላ ኣደም

ኣምባሳደር ዓብደላ ኣደም

ኣቶ ዓብደላ ኣደም፡ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሱዳን ኮይኑ ዘገልገለ ኮይኑ፡ ኣቐዲሙ'ውን ከም ኣምባሳደርን (ኣብ ጂቡቲ) ኣማሓዳሪ ዞባን ኮይኑ ዝሰርሐ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ'ዩ።