ዓቢ እስሪ ቤት ኮነት... ኤሪትሪያና

ይሓልፍ ዶ ይኸውን...እዚ ኹሉ ጭቖና… ራዕዲ???መንእሰይ ዶብ ክሰግር...ክሃድም… ካብ ውልቀ መላኺመሬትሲ ሓራ ወጺኣ ይባሃል...ህዝብና ግን… ተደሪሩ ግፍዒ!ዓቢ እስሪ ቤት ኮነት ኤሪትሪያና...ሕጊ የለ… ሰላም… መሰል… ፍትሒ