ንዘልኣለም ተምበርኪኹ ዝነብር ህዝቢ የለን - Enough! ይኣክል! ! كافية

ኣብ ሊብያ ዝጸንሑ 159 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኒጀር ግዒዞም

ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሊብያ ዝጸንሑ 159 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኒጀር ከምዘግዓዞም ተገሊጹ። እቶም ብዕለት 20 ለካቲት ዝገዓዙ ኤርትራውያን፤ ኣብ ሊብያ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን፤ ኣብ ዝተፈላለየ መዳጎኒ መዓስከራት ተቐዪዶም ዝነበሩ ምኻኖም ይንገር።