ድሕሪ ናይ 11 ዓመት ሕንፍሽፍሽ ምባል ንቃልሲ ሐዲሽ ሰልፊ ፈልሲ ለውጢ ብኤርትራዊያን ምኾኑ ንእመን ንመኖም ኪሒድካ ንመኖም ክትኣምን መልክዕ ሰብ ለቢሶም ዕቅርቢት ተመን ብዘመን ዕንክሽክሽ መንዩ እሞ ዝእመን’’ ኤሊት ግንባርን ወያነን ሐደዩ ጠባዮም ፋሕ ፋሕ ከብልትና ዕድል ሂብናዮም