ኤርትራ ብብሽክለታ ካብ ኣፍሪቃ ቀዳመይቲ ካብ ዓለም መበል 16 ደረጃ ተሰሪዓ

ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታተ ኤርትራ ኣብ መበል 94 ቻምፕዮን ዓለም ዩሲኣይ ናይ መበል 22 ሰ ሙን ዓመተ 2022 ኣመልኪቱ ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብ3471 ነጥቢ ንደቡብ ኣፍሪቃን ኣልጀርያን ኣኸቲላ ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ቀደማይ ደረጃ ተሰሪዓ።