ጂሮ ዲ'ኢታልያ፡ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ኣብ ጂሮ ዲ'ኢታልያ ታሪክ ዝሰርሐ ኤርትራዊ

ቢንያም ግርማይኣብቲ ካብ ፐስካራ ናብ ጀሲ ዝተኻየደ ውድድር፡ ተቐዳዳማይ ጋንታ ኢንተርማርቸ ዋንቲ ጎበርት ቢንያም ብዘደንቕ ቅጽበታዊ ውድድር'ዩ ቀዳማይ ኮይኑ ዛዚሙ።