መግለጺ ሐዘን ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ገብረስላስ ወልዳይ

wywyወየ ወየ ንገብረስላስ ወልዳይ መምህር ታሪኽ እንበር ወዲ ሰብ መዓስ ይነብር ብዓውታ ንፍትሒ ከንገስ ዝምድር’’ ወደባይ ወልዳይ ኣፋንዉኒ ኢልካ ዶ ሐያል መምህር ነርካ ንሐዲሽ ወለዶ ኣንፈቱ ከይስሕት ነርካ ትምዕዶ’’