ኤርትራ፡ ደርፊ ዮናስ ምሕረትኣብ ኣብ ኣፍሪቃዊ ሽልማት ተዓዊታ

ኮሜድያዊት ደርፊ 'ሓሚዳ' ሽልማት 'ኦል ኣፍሪካን ሙዚክ ኣዋርድ' ተዓዊታኤርትራዊ ዮናስ ምሕረትኣብ ብኮሜድያዊት ደርፊ ‘ሓሚዳ’ ሽልማት ‘ኦል ኣፍሪካን ሙዚክ ኣዋርድ’ ተዓዊቱ። ደርፊ ሓሚዳ ኣብቲ Best Artist, Duo or Group in African Traditional ብዝብል ምድብ ምስ 11 ካልኦት ደርፍታት ንሽልማት ተሓጽያ ምንባራ ይዝከር።ደርፊ ሓሚዳ ኣብቲ Best Artist, Duo or Group in African Traditional ብዝብል ምድብ ምስ 11 ካልኦት ደርፍታት ንሽልማት ተሓጽያ ምንባራ ይዝከር።