ኤርትውያን ኦሎምፒካውያን ኣትሌታት ኣሮን ክፍለን ራሄል ዳንኤልን፡ ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተሰላሰለ ውድድር ጉያ መሮር ቀዳማት ኮይኖም ተዓዊቶም

ኤርትውያን ኦሎምፒካውያን ኣትሌታት ኣሮን ክፍለን ራሄል ዳንኤልን፡ ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተሰላሰለ ውድድር ጉያ መሮር ቀዳማት ኮይኖም ተዓዊቶምኤርትራውያን ኦሎምፒካውያን ኣትሌታት ኣሮን ክፍለን ራሄል ዳንኤልን፡ ሎሚ ሰንበት 14 ሕዳር ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝተሰላሰለ መበል 17 ውድድር ጉያ መሮር ኣታፕዌርካ ንመቐዳድምቶም ብምብላጽ ቀዳማት ኮይኖም ተዓዊቶም።