ቃል ሓዘን

ENSወላዲቱ ንብጻይና ማሕሙድ ኢድሪስ ኣሕመድ ኣባል ምምሕዳር ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ብሰሉስ ዕለት 09 ሕዳር 2021 ኣብ መደበር ስደተኛታት “ኣቡ ረኸም” (ሱዳን) ብሞት ካብ’ዛ ዓለም ተፈሊየናና።