ኤርትራዊት ፕሮፌሽናል ተቐዳዳሚት ብሽክለታ ደሲት ኪዳነ ብሓደጋ መኪና ዓሪፋ

ደሲት ኪዳነኤርትራዊት ፕሮፌሽናል ተቐዳዳሚት ብሽክለታ ደሲት ኪዳን ትማሊ ኣብ ስዓታት ናይ ንግሆ ኣብ መንገዲ ማይ ነፍሒ ኣብ እዋን ልምምድ ብዘጋጠማ ሓደጋ መኪና ዓሪፋ።