ቃል መሪር ሓዘን ብዕርፍቲ ዓቢ ተጋዳላይ ዓብዱልሓፊዝ ሳዕደዲን

abdulafizsaiddeinገዲም ሃገራዊ ተጋዳላይ ኣቶ ዓቡልሓፊዝ ሳዕደዲን ብሓሙስ ዕለት 04.11.2021 ኣብ ከተማ መልቦርን (ኣውስትራልያ) ካብ’ዛ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ብስም ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ከም ዝተሰማዓና ንገልጽ።04.11.2021 ኣብ ከተማ መልቦርን (ኣውስትራልያ) ካብ’ዛ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ብስም ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ከም ዝተሰማዓና ንገልጽ።