ዛጊት መሰረት ዘይብሉ ጠቐነ ክሲ ምጽናት ዓሌት ኣብ ትግራይ ብኤርትራ

hidaseእዚ ኣብ ሰሜን ኤትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ውግእ፡ ሰዓርን ተሰዓርን ዘይብሉ ኮይኑ ህይወት ብዓሰርተተት ኣሻሓት ዜጋታት ዝቐዘፉ ዘለው፡ ዘይሓላፍነታዊ ዕጥቃዊ ተጻብኦ እዩ፡ እዚ ሕጂ ብስምዒት ተሰንዩ ዝካየድ ዘሎ፡ ፖለቲካዊ ይኹን ስትራተጂካዊ ረብሓ ዘይብሉ፡ መሰረታዊ ህዝባዊ ጠቅሚ ዕላማ ዘይገበረ እዩ።