ሓሙሽተ ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ ኡጋንዳ ተሰዊረን

ሓሙሽተ ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ ኡጋንዳ ተሰዊረንሓሙሽተ ኣባላት ናይ’ታ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ውድድር ሻምፕዮን ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ሴካፋ ደቂኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት እትሳተፍ ዘላ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ኣብ ከተማ ጂንጃ ካብ ዝርከብ መዕረፊ ሆቴለን ከም እተሰወራ ተፈሊጡ።