ደምዳሚ መግለጺ ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ሽማግለ ኤስደለ

EUDCዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ኢትዮጵያ ከኣ ብፍላይ ብዂናት ኣብ እትሕመሰሉ ዘላ እዋን፥ ፋሺሽታዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህወሓት ብዝጸንሖ ጽልእን ቅርሕንት ኣብ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢድ ኣእትዩ ኣሻሓት ኤርትራውያን ዜጋታትና ኣደዳ ሞትን ሞቕሰልትን ኣብ ዝኾኑሉ ዘለዉ እዋን፥