ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኣስታት 25 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ረዳኢ ዝሰኣኑ ግዳያት ጥሜትን ካልእ ሕሰምን ኮይኖም ምህላዎም ተገሊጹ

ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኣስታት 25 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ረዳኢ ዝሰኣኑ ግዳያት ጥሜትን ካልእ ሕሰምን ኮይኖም ምህላዎም ተገሊጹኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኣስታት 25 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ረዳኢ ዝሰኣኑ ግዳያት ጥሜትን ካልእ ሕሰምን ኮይኖም ምህላዎም፣ ካብቲ መዓስከራት ሃዲሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ወገናቶም ገሊጾም።